ғɪᴛsᴜᴍ_ᴢᴇᴍɪᴄʜᴀᴇʟ_ɢᴇɴᴇᴛ 🖤🎧 ጀለምታ ማይ ዝተሓልበ sound effects free download

By c_1_9_9_5_

0 Downloads

6 days ago

50 seconds

c_1_9_9_5_ Sound Effects

About ғɪᴛsᴜᴍ_ᴢᴇᴍɪᴄʜᴀᴇʟ_ɢᴇɴᴇᴛ 🖤🎧 ጀለምታ ማይ ዝተሓልበ Mp3 Sound Effect

ғɪᴛsᴜᴍ_ᴢᴇᴍɪᴄʜᴀᴇʟ_ɢᴇɴᴇᴛ 🖤🎧 ጀለምታ ማይ ዝተሓልበ የዒንተይ ብክልቲኡ ምዕጉርተይ ኮረር እናለ ነቲ መፍኮሲ ናፍቖተይ ዝጽሓፎ ዘለኩ ቀለም ኣንባላሸወ የሸግረኒ'ሎ። ብሂወት ክሳብ ዘለና ከምዘይንፈላለ 'ቲ ቓል ዝተኣታተናዮን ዝሕለፍናዮን ምቁር ትዝታን ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ኣናሻዕ እናተመላለሰ ንውሽጠይ በሲዑ ንልበይ ኣደዳ ጓህን ቓንዛን ካብ ዝገብሮ ውሑድ ኣይገበረን።   ዋላ'ኳ ቁሩብ ካብ ናፍቖት ከገላግለኒ ቢለ፣ ኣብታ ጎኒ ኮመዲኖይ ዘቐመጥክዋ፣ ብውቁብ ፍሬም ዘስርሓክዋ፣ ምስልኪ ዝተቐመጠታ ስእልኪ ደጋጊመ ይርእያ'ሞ፣ ግን ወይከ መሊሱ ይግደኒ'ሞ ከም ቆልዓ ተነክኒኸ ይነብዕ ህያበይ። ልበይ በዚ ህልው ኩነታተይ ክዕገስ ብዘይምክኣሉ ንኣእሙሮይ ክርብሾ ምጅማሩ የሻቅለኒ፣ ብዘይ ንሱ ነገራት ክለምዶም ኣይክኣልኩን እኳ ድኣ እናሻዕ ይከብዱኒ ምህላዎም ነገሪ ዘይድልዮ ከም ጽሓይ ጎሊሑ ዝርአ ኩሉ ፈላጢየይ ዝፈልጦ ሓቒ ኮይኑ'ሎ፣ ምስኡ ድማ ጽምዋን ናፍቆትን ተደራሪቡ ህላውነተይ ትሕቲ ዜሮ ጌሮሞ።   ኣብ መወድኣትኡ ፈጣሪ ፍቅሪ 'ተሃልዩ ነዚ ዘለክዎ ርእዩ እንተርሃርሃለይ ካብ ልበይ ክምሕጸኖ። ወይ ኣነ ናባኪ ወይ ንስኪ ናባይ ክትመጺ፣ ከምቀደምና ብሓደ ክንከውን ጸሎተይ እናማዓተብኩ ንብዓተይ ኣሰንየ ይልምኖ'ለኩ። ጸሎተይ ሰሚዑ ብትኣምራቱ ክሳብ ዝረድኣኒ ድማ፣ ኣብታ ሓመድ ድበኪ ዘለብስኩኪ ቦታ መቓብርኪ ኮይነ ሓዲኡ ክሳብ ዘፍልጥ ወትሩ ብሃንቐውታ ክጽበ መሪጸ ኣለኩ ንዓኪ። ᴊᴀʀᴇʏ ᴊʀ. #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok #habeshatiktok #foryou #creatorsearchinsights
ғɪᴛsᴜᴍ_ᴢᴇᴍɪᴄʜᴀᴇʟ_ɢᴇɴᴇᴛ 🖤🎧 ጀለምታ ማይ ዝተሓልበ Sound Effects Free Download. Sound Effects Downloader To Help You Download The Highest Quality ғɪᴛsᴜᴍ_ᴢᴇᴍɪᴄʜᴀᴇʟ_ɢᴇɴᴇᴛ 🖤🎧 ጀለምታ ማይ ዝተሓልበ Sound Effects Free Download For TikTok Videos. You Just Search Sound Effects And Download.

My You Like It