እዚ ሩባ ካብቲ ዝብገሰሉ ክሳብ sound effects free download

By adulis45

2 Downloads

16 hours ago

23 seconds

adulis45 Sound Effects

About እዚ ሩባ ካብቲ ዝብገሰሉ ክሳብ Mp3 Sound Effect

እዚ ሩባ ካብቲ ዝብገሰሉ ክሳብ ናብ ሩባ መረብ ዝሕወስ 3 ኣስማት ዝሓቆፈ'ዩ ። ◾️ካብቲ ዝብገሰሉ ኸባቢ ሰገነይቲ ሩባ #ሰበነ ይበሃል። ◾️ከምኡ ውን ከባቢ ማይ-ዓይኒ ምስ በጽሐ ሩባ #ገንሰል ይበሃል። ◾️ካብኡ ትሕት ኢሉ ናብ ሩባ መረብ ክሕወስ ከሎ ኸኣ #ጋምስታ ይበሃል ። ኣብዚ ጸግዒ እዚ ሩባ ዝፈሪ ጀራዲን መወዳእታ የብሉን ። ኮይኑ ግን እቲ መንግስቲ ነዚ ዓቢ ሩባ ክሳብ ሕጂ ቆላሕታ ስለ ዘይገበረሉ ኣብዚ ከባቢ ዘሎ ሃስያ ናይ ፍግረ መሬት ብጣዕሚ ዘስካሕክሕ'ዩ!
እዚ ሩባ ካብቲ ዝብገሰሉ ክሳብ Sound Effects Free Download. Sound Effects Downloader To Help You Download The Highest Quality እዚ ሩባ ካብቲ ዝብገሰሉ ክሳብ Sound Effects Free Download For TikTok Videos. You Just Search Sound Effects And Download.

My You Like It