ኣብ ግዜ ጣልያን'ዩ ደቂ ከበሳ sound effects free download

By adulis45

2 Downloads

3 weeks ago

28 seconds

adulis45 Sound Effects

About ኣብ ግዜ ጣልያን'ዩ ደቂ ከበሳ Mp3 Sound Effect

ኣብ ግዜ ጣልያን'ዩ ደቂ ከበሳ በደል ወይ ተጻራሪ ናይ Politic ምልዕዓላት እንተዳኣ ጌሮም ፍርዲ-ቤቶም (እሱርቤት) ኣብ ዓዲ ጣልያን'ዩ ኔሩ ፣ እዚ ውሳኔ እዚ ዘይተዋሕጠሎም ራእሲ ተሰማ ነቲ ናይቲ ግዜ'ቲ መራሒ ጣልያን ነበር "ቤኒቶ ሙሶሊኒ" ከምዚ በልዎ.... ሃገርና ኣካል ግዝኣትኩም'ያሞ ከምዚ ካብ ኮነ እዛ ዓዲ ዓድኹም ምኻና ስለ ዘይተርፋ ፣ ነዞም ኣብ ዓድኹም ወሲድኩም ትኣስርዎም ዘለኹም ሰባት እንታይ ኮለል ዘብል ኣለኩም ሓደ ዝኣፊቱ ኣብዚ ዘይትኣስርዎም ብምባል ፣ ን'ቤኒቶ ሙሶሊኒ ምኽሪ ለገስሉ ። Presidente #ሙሶሊኒ ነቲ ሓሳብ ናይ ራእሲ ዓይኖም ከይሓሰ'ዩ ተቀበልዎ'ሞ ብኡ ን'ብኡ ኡሱርቤት ኣብ ማእከል ዓዲ ገበርዎ ። እሱራት ካብ ዓዲ-ጣልያን ናብ ኤርትራ ምስ መጹ ውን #ራእሲ እዞም እሱራት ደቂ-ማርያም እዮም እሞ ንምንታይ ሰንበት ሰንበት ክሳለሙ ዘይፍቀደሎም ብምባል ን'Presidente ሙሶሊኒ ሕቶ ኣቅረብሉ'ሞ ሞሲሊኒ ውን ነዚ ከም እንደገና ስዒቡ ዝመጸ ሕቶ ዓይኒ ከይ ሓሰየ ብ'ምቅባል ሰንበት ሰንበት እቶም እሱራት #ታቦቶም ተሳሊሞም ንፋስ ኣዱንያ ከስተማቅሩ በቅዑ ንብለኩም ። እዚ ኩውነታዊ ሓቂ ዲፕሎምያስያዊ ብቅዓት፣ ራእሲ-ተሰማ ዝምስክር'ዩ ።
ኣብ ግዜ ጣልያን'ዩ ደቂ ከበሳ Sound Effects Free Download. Sound Effects Downloader To Help You Download The Highest Quality ኣብ ግዜ ጣልያን'ዩ ደቂ ከበሳ Sound Effects Free Download For TikTok Videos. You Just Search Sound Effects And Download.

My You Like It