ድሕሪ ናይ ኣማኢት ዓመታት ቃልስን sound effects free download

By adulis45

0 Downloads

1 months ago

0 seconds

adulis45 Sound Effects

About ድሕሪ ናይ ኣማኢት ዓመታት ቃልስን Mp3 Sound Effect

ድሕሪ ናይ ኣማኢት ዓመታት ቃልስን መስዋእትን ስንክልናን መእሰርትን ስደትን ቅዝፈትን ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ዝረኸብናዮ ናጽነት ካብ ትግራይ ዝመጸ ቶንኳለኛ ናይ ዱሑራን ዱሑር ፣ ከም ህዝቢ ኣብ መዋእል ህላዌና ሪኢናዮን ሓሊፍናዮን ዘይንፈልጥ ኣዝዩ ኩቱር ሕሰም ኣዝዩ ኩቱር ውርደት ድኽነትን ኣጎልቢቡ ናይ 2 ዎሎዶ ዕድመ ሓምሺሹ፣ምእንቲ ኢትዮጵያን ኣንነቱን ክብል ናይ ዎሎዶታት ጽንተት ፈጺሙልና። ነቶም ሃብትን ቁጠባን ከፈጥሩ ከይደቀሱ ዝሓድሩ ዝነበሩ፣ ደቂ ኩቡራት ደቂ ባት ደቂ ባሕሪ ዝነበሩ እንግንኣታይ ዑቕባ ኣብራሃ ሎጎታይ ጵጥሮስ ሰለሙን ዝኾነ ዓይነት ገበን ዘይነበሮም ኑጹሃትን ሓለይቲ ህዝቦም ዝነበሩ ነዓና ነዞም ሕጂ ዘለና ዎሎዶ ትምህርትን ሃብትን ፈጢሮም ዶክቶራት እንጂነራት ማህንድሳት ኩቡራት ሃብታማት ክገብሩና መደባት ቁጠባዊ ዕብየት ኣውጺኦም ከተግብሩ ላዕልን ታሕትን ዝብሉ ዝነበሩ ከዋኽብትና ኣብ ማእሰርቲ ኣሕቂቑ ንመላእ ህዝቢ ብስደት በታቲኑና። ካልእ ዝገርም ነገር ውን ንሕና ሱልጡናት ኢና ናበሉ ብሓሶት ዝፍክሩ ብዙሓት ተጋሩ ንኢሰያስ ጅግና ኢዩ እቲ ዝሓየለ ፖሎቲከኛ ናይ ዓለም ናበሉ ዘድንቕዎ እንታይ ስለ ዝሰርሐ ኢኹም ከምዚ ትብሉዎ እንተኢልካዮም ሕቖኹም ሰይሩ ናብ ድሕረትን ስደትን ስለ ዘጥሓለኩም ኣዚና ተሓጊሱና ኣለና ኢሎም ኣፎም መሊኦም ይዛረቡ። ተወሳኪ ብሕጂ ብዙሕ መርመራ ዘድልዮ ኣዝዩ ጨካን ዝኾነ ተግባራት ድማ መዓስከራት ሰሪሖም ኮነ ኢሎም ኣብ ብሙቐት ዝባላዖ ቆላ ኣደዳ ዓሶን ድንቁርናን ሕማምን ክንከውን ዝፈረዱና ንታራ ህዝቢ ቆልዓ ሰበይቲ ኣኼባ ኣኪቦም ኤርትራውያን ኣብዚ ምውዳቅኩም ጹቡቅ እዩ ትዕቢት ኣለኩም ፕረዘደንቲ እሳያስ ድማ ጹቡቅ እዩ ዝሕግዘና ዘሎ ይብልዎም ነሮም። ኢሰያስ ብዘይካ ቶንኮልን ቂምታን ህልኽን ስርቅን ካልእ ዝኾነ ክተክል ኮነ ክሰርሕ ዘይኽእል ዱሑር ኢዩ። ኮይኑ ሊቃውንቲ ትግራይ ልዕሊ የሱስ የምልኹዎ። ኣብ ናይ ትማሊ ዝገበሮ ዓጁውጀው ብዛዕባ ዘይፈልጦን ዘይምልኮቶን ዘይርድኦን ክትንትን ዝፍትን narcissistic ሕማም ናይ ኣእምሮ ዘለዎ ሑሙም መጻእተኛ እንቋዕ እሱን ዞመጻሉ መርየትን ዓድን ዘንዕቕን ዘፈንፍንን ሰብ ኮነ። ምበር እዚ ወዛል ሓንቲ ነገር እንተዝሰርሓልና ኔሩ ትግራይ ስለ ዝኾነ ኢዩ ኣማዕቢልኩም ናበሉ ቶም ጸማማት መጽመሙና ኔሮም።
ድሕሪ ናይ ኣማኢት ዓመታት ቃልስን Sound Effects Free Download. Sound Effects Downloader To Help You Download The Highest Quality ድሕሪ ናይ ኣማኢት ዓመታት ቃልስን Sound Effects Free Download For TikTok Videos. You Just Search Sound Effects And Download.

My You Like It