ኤርትራን ኣሜሪካን ስትራተጂካዊ ስምምዕ ክፍርማ? sound effects free download
By sam228942
1 Downloads
1 weeks ago
0 seconds
About ኤርትራን ኣሜሪካን ስትራተጂካዊ ስምምዕ ክፍርማ? Mp3 Sound Effect
ኤርትራን ኣሜሪካን ስትራተጂካዊ ስምምዕ ክፍርማ? --- ዲምፕሎማሲ ኤርትራ ከም ፎርሙላ ቁጽሪ 1 ማርሻ ቀይሩ ብናህሪ ይሕንበብ ምህላዉ ኣስተብሂልኩም'ዶ ኣለኹም? ከም'ቲ ኣብ ገጻት X ተቐሚጡ ዘሎ፣ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኤርትራ ኣቶ ዳዊት ሃይለ፣ ምስ ኣባል NSCን ኣማኻሪ ፕ/ት ቱራምፕን ብራንዶን ማክናማራ ኣብ ጻዕዳ ህንጻ ንዝምድና ኤርትራን ኣሜሪካን ኣመልኪቱ ሰፊሕ ዝርርብ ኣካይዱ'ሎ። ብዘይካ'ዚ ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣምባሳደር ብርሃነ ገ/ ሂወት፣ ምስ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ፕ/ት ቱራምፕ ቀጻሊ ዝርርብ ኣብ ምክያድ'ዩ ዝርከብ። ካልእ'ከ እንታይ ኣሎ? ዘይወግዓዊ'ኳ ይኹን እምበር፣ ኣማኻሪ ፕ/ት ቱራምፕ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ሞሳድ ቦሉስ፣ ምስ ፕ/ት ኢሰያስ ኣፎርቂ ንምዝርራብ ኣብ ኤርትራ ናይ 2 መዓልቲ ዑደት ጌሩ ከም ዝተመልሰ'ዩ ዝንገር ዘሎ። ብዘይካ'ዚ ላዕለዋይ መሪሕነት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣሜሪካ፣ ብዛዕባ'ቲ ዝምድና መደባት ንምስራዕ ኣብ ኣስመራ ኣትዩ ከም ዘሎ'ዩ ዝዉረ ዘሎ። ማ/ም/ስ/ግ/ሃ ንዝፈልጡ ሓቲታ ከም ዝተገንዘበቶ፣ ምምሕዳር ቱራምፕ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለዎ ረብሓታት ንምሕላዉ፣ ንኤርትራ ከም ቀንዲ መልሕቑ ጌሩ ስምምዓት ክኽትም ድሌት ከም ዘለዎ'ዩ ዝንገር ዘሎ። ዝካየዱ ዘለዉ ዘተታት ኣብ ምንታይ ዘተኮሩ'ዮም? 1/ ቁጠባዊ ስምምዓት 2/ ዞባዊ ስምምዓት 3/ ጸጥታዊ ስምምዓት ኣቡ ጣሃ ኣስመራ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ኤርትራንኤሪትራዊያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #eritreaኤርትራን ኣሜሪካን ስትራተጂካዊ ስምምዕ ክፍርማ? Sound Effects Free Download. Sound Effects Downloader To Help You Download The Highest Quality ኤርትራን ኣሜሪካን ስትራተጂካዊ ስምምዕ ክፍርማ? Sound Effects Free Download For TikTok Videos. You Just Search Sound Effects And Download.